ዘሌዋውያን 7:29, 30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 “ንእስራኤላውያን ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፦ ‘ንየሆዋ መስዋእቲ ሕብረቱ ዜቕርብ ዘበለ፡ ንገለ ኻብቲ መስዋእቲ ሕብረቱ ናብ የሆዋ የምጽኣዮ።+ 30 እቲ ስብሒ+ ምስቲ ሓኸለ፡ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኪኸውን የምጽኣዮ፣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኸኣ መስዋእቲ ውዝወዛ ኪኸውን ይወዝውዞ።+
29 “ንእስራኤላውያን ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፦ ‘ንየሆዋ መስዋእቲ ሕብረቱ ዜቕርብ ዘበለ፡ ንገለ ኻብቲ መስዋእቲ ሕብረቱ ናብ የሆዋ የምጽኣዮ።+ 30 እቲ ስብሒ+ ምስቲ ሓኸለ፡ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኪኸውን የምጽኣዮ፣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኸኣ መስዋእቲ ውዝወዛ ኪኸውን ይወዝውዞ።+