ዘጸኣት 29:26, 27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 “ሽዑ፡ ሓኸለ እቲ ምእንቲ ኣሮን ዚስዋእ ድዑል ሽመት+ ውሰድ እሞ፡ መስዋእቲ ውዝወዛ ኪኸውን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ወዝውዞ፣ ንሱ ኸኣ ግደኻ ይኹን። 27 ካብቲ ንኣሮንን ንደቁን ዝቐረበ ድማ፡ ነቲ ሓኸለ መስዋእቲ ውዝወዛን ነቲ እግሪ እቲ ኻብ ድዑል ሽመት+ ተወሲዱ እተወዝወዘ ቅዱስ ግደን ቀድሶ። ዘሌዋውያን 7:34, 35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ከመይሲ፡ ሓኸለ መስዋእቲ ውዝወዛን እግሪ ቕዱስ ግደን ካብ መስዋእቲ ሕብረት እስራኤላውያን ወሲደ፡ ንእስራኤላውያን ናይ ሓዋሩ ስርዓት ገይረ፡ ንኻህን ኣሮንን ንደቁን ሂበዮም ኣለኹ።+ 35 “‘እዚ ኻብቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ንኻህናት፡ ማለት ንኣሮንን ንደቁን፡ በታ ንየሆዋ ኻህናት ኪዀኑ ዚቐርቡላ መዓልቲ እተመደበሎም ግደ እዩ።+
26 “ሽዑ፡ ሓኸለ እቲ ምእንቲ ኣሮን ዚስዋእ ድዑል ሽመት+ ውሰድ እሞ፡ መስዋእቲ ውዝወዛ ኪኸውን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ወዝውዞ፣ ንሱ ኸኣ ግደኻ ይኹን። 27 ካብቲ ንኣሮንን ንደቁን ዝቐረበ ድማ፡ ነቲ ሓኸለ መስዋእቲ ውዝወዛን ነቲ እግሪ እቲ ኻብ ድዑል ሽመት+ ተወሲዱ እተወዝወዘ ቅዱስ ግደን ቀድሶ።
34 ከመይሲ፡ ሓኸለ መስዋእቲ ውዝወዛን እግሪ ቕዱስ ግደን ካብ መስዋእቲ ሕብረት እስራኤላውያን ወሲደ፡ ንእስራኤላውያን ናይ ሓዋሩ ስርዓት ገይረ፡ ንኻህን ኣሮንን ንደቁን ሂበዮም ኣለኹ።+ 35 “‘እዚ ኻብቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ንኻህናት፡ ማለት ንኣሮንን ንደቁን፡ በታ ንየሆዋ ኻህናት ኪዀኑ ዚቐርቡላ መዓልቲ እተመደበሎም ግደ እዩ።+