ዘሁልቍ 18:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ካብቲ ብሓዊ ዚግበር ቅዱስ ቅዱሳን ዝዀነ መስዋእቲ፡ እቲ ዜቕርቡለይ ኵሉ መስዋእቲ፡ እንተላይ መስዋእቲ እኽሎምን+ መስዋእቲ ሓጢኣቶምን+ መስዋእቲ በደሎምን+ ንዓኻ ይኹን። እዚ ንዓኻን ንደቅኻን ቅዱስ ቅዱሳን ይኹን።
9 ካብቲ ብሓዊ ዚግበር ቅዱስ ቅዱሳን ዝዀነ መስዋእቲ፡ እቲ ዜቕርቡለይ ኵሉ መስዋእቲ፡ እንተላይ መስዋእቲ እኽሎምን+ መስዋእቲ ሓጢኣቶምን+ መስዋእቲ በደሎምን+ ንዓኻ ይኹን። እዚ ንዓኻን ንደቅኻን ቅዱስ ቅዱሳን ይኹን።