ዘሌዋውያን 13:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ሓደ ሰብ ኣብ ቈርበቱ* ሕበጥ፡ ሽሕር፡ ወይ ብሩህ ብሮት እንተ ወጺእዎ፡ እዚ ድማ ኣብ ቈርበቱ ሕማም ደዌ*+ ኪኸውን ዚኽእል እንተ ዀይኑ፡ ናብ ካህን ኣሮን ወይ ናብ ሓደ ኻብቶም ካህናት ዝዀኑ ደቁ የምጽእዎ።+ ማቴዎስ 8:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 የሱስ ድማ፡ “ንሓደ እኳ ኸይትነግር ተጠንቀቕ፣+ ግናኸ ኺድ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፣+ ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡ ነቲ ሙሴ ዝኣዘዞ መባእ ኣቕርብ” በሎ።+ ማርቆስ 1:44 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 44 “ንሓደ እኳ ገለ ኸይትነግር ተጠንቀቕ፣ ግናኸ ኺድ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፣ ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡+ ስለ ምንጻህካ፡ ነቲ ሙሴ ዝኣዘዞ ኣቕርብ”+ እውን በሎ። ሉቃስ 5:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ነቲ ሰብኣይ ንሓደ እኳ ኸይነግር ኣዘዞ፣ “ግናኸ ኺድ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፣ ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡+ ስለ ምንጻህካ፡ ከምቲ ሙሴ ዝኣዘዞ መስዋእቲ ኣቕርብ” ከኣ በሎ።+ ሉቃስ 17:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ንሱ ምስ ረኣዮም ድማ፡ “ኪዱ፡ ርእስኹም ንኻህናት ኣርእዩ” በሎም።+ ኪኸዱ ኸለዉ ኸኣ፡ ነጽሁ።+
2 “ሓደ ሰብ ኣብ ቈርበቱ* ሕበጥ፡ ሽሕር፡ ወይ ብሩህ ብሮት እንተ ወጺእዎ፡ እዚ ድማ ኣብ ቈርበቱ ሕማም ደዌ*+ ኪኸውን ዚኽእል እንተ ዀይኑ፡ ናብ ካህን ኣሮን ወይ ናብ ሓደ ኻብቶም ካህናት ዝዀኑ ደቁ የምጽእዎ።+
4 የሱስ ድማ፡ “ንሓደ እኳ ኸይትነግር ተጠንቀቕ፣+ ግናኸ ኺድ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፣+ ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡ ነቲ ሙሴ ዝኣዘዞ መባእ ኣቕርብ” በሎ።+
44 “ንሓደ እኳ ገለ ኸይትነግር ተጠንቀቕ፣ ግናኸ ኺድ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፣ ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡+ ስለ ምንጻህካ፡ ነቲ ሙሴ ዝኣዘዞ ኣቕርብ”+ እውን በሎ።
14 ነቲ ሰብኣይ ንሓደ እኳ ኸይነግር ኣዘዞ፣ “ግናኸ ኺድ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፣ ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡+ ስለ ምንጻህካ፡ ከምቲ ሙሴ ዝኣዘዞ መስዋእቲ ኣቕርብ” ከኣ በሎ።+