ዘፍጥረት 17:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 እዛ ጓና ዄንካ ዝነበርካላ ምድሪ፡+—ኵላ ምድሪ ከነኣን፡—ንዓኻ፡ ብድሕሬኻ ድማ ንዘርእኻ ንሓዋሩ ርስቲ ገይረ ኽህብ እየ፣ ኣምላኾም ከኣ ክኸውን እየ።”+