ዘሌዋውያን 22:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ካብ ዘርኢ ኣሮን፡ ድዉይ+ ወይ ፈሳሲ ዚክዓዎ፡+ ክሳዕ ዚነጽህ ካብቲ ቕዱስ ነገር ኣይብላዕ፣+ ብምዉት ሰብ* ንዝረኸሰ ዝተንከየ፡+ ወይ ዘርኡ እተኻዕዎ፡+ ዘሁልቍ 5:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ንዅሉ ድዉይን+ ንዅሉ ፈሳሲ ዚክዓዎን+ ንዅሉ ብምዉት ሰብ* ዝረኸሰን+ ካብ ሰፈር ኬውጽኡ ንእስራኤላውያን ኣዝዞም።