ዘሌዋውያን 4:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ከምቲ ስብሒ ኻብ መስዋእቲ ሕብረት ዚፍለ ድማ፡+ ኵሉ እቲ ስብሓ ይፍለ፣+ እቲ ኻህን ከኣ ንየሆዋ ጥዑም ጨና ኪኸውን ኣብቲ መሰውኢ የሕርሮ፣ እቲ ኻህን ድማ የተዓርቆ፣ ይቕረ ኺብሃለሉ ኸኣ እዩ።
31 ከምቲ ስብሒ ኻብ መስዋእቲ ሕብረት ዚፍለ ድማ፡+ ኵሉ እቲ ስብሓ ይፍለ፣+ እቲ ኻህን ከኣ ንየሆዋ ጥዑም ጨና ኪኸውን ኣብቲ መሰውኢ የሕርሮ፣ እቲ ኻህን ድማ የተዓርቆ፣ ይቕረ ኺብሃለሉ ኸኣ እዩ።