ዘሌዋውያን 19:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 “‘ሰናብተይ ሓልዉ፡+ ንመቕደሰይ ከኣ ኣኽብሩ።* ኣነ የሆዋ እየ። ዘሁልቍ 5:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ተባዕታይ ኰነ ኣንስተይቲ ኣውጽእዎም። ንሰፈራት እቶም ኣነ ኣብ ማእከሎም ዝነብር ዘለኹ+ ምእንቲ ኸይብክሉ፡+ ካብ ሰፈር ኣውጽእዎም።” ዘሁልቍ 19:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 “‘ዝረኸሰ እሞ ዘይነጽሀ ሰብ ግና፡ መቕደስ የሆዋ ኣርኪሱ እዩ እሞ፡ እቲ ሰብ* እቲ ኻብቲ ጉባኤ ይመንቈስ።+ እቲ ዜንጽህ ማይ ኣብ ልዕሊኡ ኣይተነጽጎን፣ ስለዚ፡ ርኹስ እዩ።
20 “‘ዝረኸሰ እሞ ዘይነጽሀ ሰብ ግና፡ መቕደስ የሆዋ ኣርኪሱ እዩ እሞ፡ እቲ ሰብ* እቲ ኻብቲ ጉባኤ ይመንቈስ።+ እቲ ዜንጽህ ማይ ኣብ ልዕሊኡ ኣይተነጽጎን፣ ስለዚ፡ ርኹስ እዩ።