-
ዘጸኣት 34:29መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
29 ሽዑ፡ ሙሴ ኻብ ከረን ሲና ወረደ፣ እተን ክልተ ጽላት ምስክር ድማ ኣብ ኢዱ ነበራ።+ ሙሴ ኻብቲ ኸረን ምስ ወረደ፡ ምስ ኣምላኽ ብምዝራቡ፡ ቈርበት ገጹ የብርህ ከም ዝነበረ ኣይፈለጠን።