እብራውያን 6:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 እዛ ዘላትና ተስፋ+ እዚኣ ኸም መልህቕ ነፍሲ፡* ርግጽን ጽንዕትን እያ፣ ነቲ መጋረጃ ሓሊፋ ድማ ናብ ውሽጢ ትኣቱ እያ፣+ እብራውያን 9:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ብኽንየው እቲ ኻልኣይ መጋረጃ ግና፡+ ቅድስተ ቕዱሳን+ እትብሃል ክፍሊ እታ ድንኳን ነይራ። እብራውያን 9:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 እቲ ሊቀ ኻህናት ግና ናብታ ኻልአይቲ ኽፍሊ ሓንሳእ ኣብ ዓመት ይኣቱ እዩ፣+ ግናኸ፡ ብዘይ እቲ ምእንቲ ርእሱን+ ምእንቲ እቲ ብዘይፍላጥ እተገብረ ሓጢኣት ህዝብን+ ዜቕርቦ ደም ኣይኣቱን እዩ።+ እብራውያን 10:19, 20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ስለዚ፡ ኣሕዋተየ፡ ብደም የሱስ ናብታ መቕደስ+ ንምእታው ትብዓት* ካብ ሃለወና፡— 20 እዚ ኸኣ በቲ መጋረጃ፡+ ማለት ብስጋኡ ዝመረቐልና ሓድሽን ህያውን መገዲ እዩ፡—
7 እቲ ሊቀ ኻህናት ግና ናብታ ኻልአይቲ ኽፍሊ ሓንሳእ ኣብ ዓመት ይኣቱ እዩ፣+ ግናኸ፡ ብዘይ እቲ ምእንቲ ርእሱን+ ምእንቲ እቲ ብዘይፍላጥ እተገብረ ሓጢኣት ህዝብን+ ዜቕርቦ ደም ኣይኣቱን እዩ።+
19 ስለዚ፡ ኣሕዋተየ፡ ብደም የሱስ ናብታ መቕደስ+ ንምእታው ትብዓት* ካብ ሃለወና፡— 20 እዚ ኸኣ በቲ መጋረጃ፡+ ማለት ብስጋኡ ዝመረቐልና ሓድሽን ህያውን መገዲ እዩ፡—