ዘዳግም 12:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ደም ከይትበልዕ ጥራይ ብጽኑዕ ወስን፣+ ከመይሲ፡ ደም፡ ህይወት* እዩ፣+ ህይወት* ድማ ምስ ስጋ ኣይትብላዕ።