ማቴዎስ 5:43, 44 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 43 “‘ብጻይካ ኣፍቅር፡+ ጸላኢኻ ድማ ጽላእ’ ከም እተባህለ ሰሚዕኩም ኣለኹም። 44 ኣነ ግና፡ እብለኩም ኣለኹ፦ ጸላእትኹም ኣፍቅሩ፡+ ምእንቲ እቶም ዚሰጕጉኹም እውን ጸልዩ፣+ ማቴዎስ 22:39 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 39 እታ እትመስላ ኻልአይታ እዚኣ እያ፦ ‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ።’+ ሮሜ 13:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እቲ፡ “ኣይትዘሙ፡+ ኣይትቕተል፡+ ኣይትስረቕ፡+ ኣይትተምነ”+ ዚብል ሕጊ፡ ካልእ ትእዛዝ ዘበለ እውን እንተ ኣልዩ፡ ኣብቲ፡ “ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ”+ ዚብል ቃል ይጠቓለል እዩ። ገላትያ 5:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ከመይሲ፡ ኵሉ እቲ ሕጊ፡ “ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ” ኣብ እትብል ሓንቲ ትእዛዝ ተፈጺሙ* እዩ።+ ያእቆብ 2:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ከምቲ፡ “ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ” ዚብል ቅዱስ ጽሑፍ ጌርኩም ነቲ ንጉሳዊ ሕጊ እንተ ፈጺምኩምዎስ፡+ ጽቡቕ ትገብሩ ኣለኹም።
43 “‘ብጻይካ ኣፍቅር፡+ ጸላኢኻ ድማ ጽላእ’ ከም እተባህለ ሰሚዕኩም ኣለኹም። 44 ኣነ ግና፡ እብለኩም ኣለኹ፦ ጸላእትኹም ኣፍቅሩ፡+ ምእንቲ እቶም ዚሰጕጉኹም እውን ጸልዩ፣+
9 እቲ፡ “ኣይትዘሙ፡+ ኣይትቕተል፡+ ኣይትስረቕ፡+ ኣይትተምነ”+ ዚብል ሕጊ፡ ካልእ ትእዛዝ ዘበለ እውን እንተ ኣልዩ፡ ኣብቲ፡ “ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ”+ ዚብል ቃል ይጠቓለል እዩ።