-
ዘዳግም 26:1, 2መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
26 “ኣብ መወዳእታ፡ ናብታ የሆዋ ኣምላኽካ ንርስቲ ዚህበካ ምድሪ ምስ ኣቶኻ፡ ተረስቲኻያ ኸኣ ኣብኣ ምስ ተቐመጥካ፡ 2 ካብታ የሆዋ ኣምላኽካ ዚህበካ ምድርኻ ኻብ እትእክቦ በዅሪ ዅሉ ፍረ ምድሪ ውሰድ፣ ኣብ ከፈር ጌርካ ድማ ናብታ የሆዋ ኣምላኽካ ስሙ ኼንብረላ ዚሓርያ ቦታ ኺድ።+
-