-
ዘሌዋውያን 18:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 “‘ምስ ሰበይቲ ወድኻ ጾታዊ ርክብ ኣይትግበር።+ ንሳ ሰበይቲ ወድኻ እያ እሞ፡ ምስኣ ጾታዊ ርክብ ኣይትግበር።
-
-
ዘሌዋውያን 18:29መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
29 ካብዚ ፍንፉን ነገራት እዚ ዝገበረ ዘበለ፡ ኵሎም እቶም ከምኡ ዝገበሩ* ኻብ ህዝቦም ኪምንቈሱ እዮም።
-