ዘዳግም 14:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 “ንስኻትኩም ደቂ የሆዋ ኣምላኽኩም ኢኹም። ሰብነትኩም ኣይትብጥሑ፡+ ወይ ብዛዕባ ምዉት ግምባርኩም ላጺኹም ኣይተብርሑ።*+