ዘሌዋውያን 19:27, 28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 “‘ጭሕሚ ጕንዲ እዝንኹም ኣይትላጽዩ፡* ወይ ወሰነ ወሰን ጭሕምኻ ኣይትጸይቕ።+ 28 “‘ብዛዕባ ምዉት ሰብ፡* ስጋኹም ኣይትብጥሑ፣+ ኣብ ሰብነትኩም ከኣ ውቃጦ ኣይትግበሩ። ኣነ የሆዋ እየ።
27 “‘ጭሕሚ ጕንዲ እዝንኹም ኣይትላጽዩ፡* ወይ ወሰነ ወሰን ጭሕምኻ ኣይትጸይቕ።+ 28 “‘ብዛዕባ ምዉት ሰብ፡* ስጋኹም ኣይትብጥሑ፣+ ኣብ ሰብነትኩም ከኣ ውቃጦ ኣይትግበሩ። ኣነ የሆዋ እየ።