ዘሁልቍ 18:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 እቲ እስራኤላውያን ምስ መስዋእቲ ውዝወዛ+ ዚህብዎ መባእ+ እውን ንዓኻ ይኹን። ንዓኻን ንኣወዳትካን ንኣዋልድካን ከም ናይ ሓዋሩ እጃም ነዚ ሂበካ ኣለኹ።+ ኣብ ቤትካ ዘሎ ንጹህ ዘበለ ኺበልዖ ይኽእል እዩ።+
11 እቲ እስራኤላውያን ምስ መስዋእቲ ውዝወዛ+ ዚህብዎ መባእ+ እውን ንዓኻ ይኹን። ንዓኻን ንኣወዳትካን ንኣዋልድካን ከም ናይ ሓዋሩ እጃም ነዚ ሂበካ ኣለኹ።+ ኣብ ቤትካ ዘሎ ንጹህ ዘበለ ኺበልዖ ይኽእል እዩ።+