-
ዘሌዋውያን 19:37መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
37 ኵሉ ሕግታተይን ኵሉ ፍርድታተይን ሓልዉን ስዓቡን።+ ኣነ የሆዋ እየ።’”
-
-
ዘዳግም 4:40መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
40 ንዓኻን ብድሕሬኻ ኸኣ ንደቅኻን ጽቡቕ ምእንቲ ኪዀነልካ፡ ኣብታ የሆዋ ኣምላኽካ ዚህበካ ዘሎ ምድሪ ድማ ነዊሕ ዕድመ ምእንቲ ኽትነብር፡ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ስርዓታቱን ትእዛዛቱን ሓሉ።”+
-