ዘጸኣት 34:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 “ምስ በዅሪ ፍረ ዓጺድ ስርናይ፡ በዓል ሰሙናት ኣብዕል፣ ኣብ መወዳእታ ዓመት ድማ በዓል ምእካብ* ኣብዕል።+ ዘዳግም 16:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 “ሸውዓተ ሰሙን ቍጸር። ካብታ ዓጺድ እኽሊ እትጅምረላ እዋን፡ ሸውዓተ ሰሙን ክትቈጽር ጀምር።+ 10 ሽዑ፡ ከም መጠን እቲ የሆዋ ኣምላኽካ ዝባረኸካ ጌርካ፡+ ካብ ኢድካ ብእትህቦ መስዋእቲ ፍታው፡ ንየሆዋ ኣምላኽካ በዓል ሰሙናት ኣብዕል።+
9 “ሸውዓተ ሰሙን ቍጸር። ካብታ ዓጺድ እኽሊ እትጅምረላ እዋን፡ ሸውዓተ ሰሙን ክትቈጽር ጀምር።+ 10 ሽዑ፡ ከም መጠን እቲ የሆዋ ኣምላኽካ ዝባረኸካ ጌርካ፡+ ካብ ኢድካ ብእትህቦ መስዋእቲ ፍታው፡ ንየሆዋ ኣምላኽካ በዓል ሰሙናት ኣብዕል።+