ዘሁልቍ 28:26, 27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 “‘ብመዓልቲ በዅሪ ፍረ፡+ ንየሆዋ ሓድሽ መስዋእቲ እኽሊ ኸተቕርቡ ኸለኹም፡+ ኣብቲ በዓል ሰሙናትኩም ቅዱስ ኣኼባ ግበሩ።+ ዝዀነ ኸቢድ ዕዮ ኣይትዕየዩ።+ 27 ንየሆዋ ጥዑም ዝጨናኡ ዚሓርር መስዋእቲ ኪኸውን፡ ክልተ ዝራብዕን ሓደ ድዑልን ሸውዓተ ገንሸል ዓመትን ኣቕርቡ፣+
26 “‘ብመዓልቲ በዅሪ ፍረ፡+ ንየሆዋ ሓድሽ መስዋእቲ እኽሊ ኸተቕርቡ ኸለኹም፡+ ኣብቲ በዓል ሰሙናትኩም ቅዱስ ኣኼባ ግበሩ።+ ዝዀነ ኸቢድ ዕዮ ኣይትዕየዩ።+ 27 ንየሆዋ ጥዑም ዝጨናኡ ዚሓርር መስዋእቲ ኪኸውን፡ ክልተ ዝራብዕን ሓደ ድዑልን ሸውዓተ ገንሸል ዓመትን ኣቕርቡ፣+