-
ዘጸኣት 23:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 ኣብታ ሻውዐይቲ ዓመት ግና፡ ቃድራ ሕደጋ እምበር ኣይትሕረሳ፣ ኣብ መንጎ ህዝብኻ ዘሎ ድኻ ድማ ይብልዓያ፣ ነቲ ዝተረፈ ድማ እንስሳ መሮር ይብልዓዮ። ኣብ ኣታኽልቲ ወይንኻን ኣብ ኣእዋም ኣውልዕካን ከምኡ ግበር።
-
-
ዘሌዋውያን 25:6መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
6 ነቲ ኣብታ ምድሪ ብሰንበት ዝበቘለ ግና፡ ንስኻን ግዙእካን ግዝእትኻን ዕሱብካን ምሳኻ ዚቕመጥ ጓናን ብልዕዎ፣
-