-
ዘፍጥረት 26:12መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
12 ይስሃቅ ድማ ኣብታ ምድሪ እቲኣ ዘርኢ ዘርአ፣ በታ ዓመት እቲኣ ኸኣ፡ የሆዋ ስለ ዝባረኾ፡ 100 ዕጽፊ እቲ ዝዘርኦ ሓፈሰ።+
-
-
ዘዳግም 28:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 የሆዋ ኣብ ማዕከንካን ኣብ ኵሉ ተግባርካን በረኸት ኪእዝዘልካ፡+ ኣብታ የሆዋ ኣምላኽካ ዚህበካ ምድሪ ድማ ብርግጽ ኪባርኸካ እዩ።
-