-
ዘሁልቍ 35:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 እቲ ንሌዋውያን እትህብዎም ናይተን ከተማታት መጓሰዪታት፡ ካብ መካበብያ እታ ኸተማ ብዙርያኣ፡ 1,000 እመት* ይኹን።
-
-
ዘዳግም 18:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
18 “ሌዋውያን ካህናት፡ ብዘሎ ነገድ ሌዊ እውን፡ ምስ እስራኤል ግደ ወይ ርስቲ ኣይኪውሃቦምን እዩ። ካብቲ ርስቱ ዝዀነ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኺበልዑ እዮም።+
-