-
ዘጸኣት 20:2መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
2 “ኣነ ኻብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ የሆዋ ኣምላኽካ እየ።+
-
-
ዘሌዋውያን 25:42መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
42 ከመይሲ፡ ንሳቶም ካብ ምድሪ ግብጺ ዘውጻእክዎም ባሮተይ እዮም።+ ከምቲ ባርያ ዚሽየጥ ገይሮም፡ ገዛእ ርእሶም ኣይሽጡ።
-