-
ዘዳግም 28:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 “ግናኸ፡ እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ዅሉ ትእዛዛቱን ሕግታቱን ንምግባር ድምጺ የሆዋ ኣምላኽካ እንተ ዘይሰሚዕካ፡ ኵሉ እዚ መርገም እዚ ኺመጸካን ኬርክበካን እዩ፦+
-
-
1 ሳሙኤል 4:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 ሽዑ፡ ፍልስጥኤማውያን ተዋግኡ፡ እስራኤል ከኣ ተሳዕረ፣+ ነፍሲ ወከፍ ድማ ነናብ ድንኳኑ ሃደመ። ኣመና ብዙሓት ከኣ ተቐትሉ፣ ካብ እስራኤል፡ 30,000 ኣጋር ተዋጋእቲ ወደቑ።
-