መዝሙር 106:41 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 41 እቶም ዚጸልእዎም ምእንቲ ኺገዝእዎም፡+ብተደጋጋሚ ኣብ ኢድ ኣህዛብ ኣሕሊፉ ሃቦም።+ ድጕዓ 1:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ተጻረርታ ጐይታኣ* ዀይኖም ኣለዉ፣ ጸላእታ ቕሱናት ኰይኖም ኣለዉ።+ የሆዋስ ብሰሪ እቲ ብዙሕ ኣበሳኣ ጓሂ ኣምጺኡላ እዩ።+ ደቃ ቐቅድሚ ተጻራሪ ናብ ምርኮ ኸይዶም እዮም።+
5 ተጻረርታ ጐይታኣ* ዀይኖም ኣለዉ፣ ጸላእታ ቕሱናት ኰይኖም ኣለዉ።+ የሆዋስ ብሰሪ እቲ ብዙሕ ኣበሳኣ ጓሂ ኣምጺኡላ እዩ።+ ደቃ ቐቅድሚ ተጻራሪ ናብ ምርኮ ኸይዶም እዮም።+