ዘዳግም 28:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 የሆዋ ኻብታ ኽትርስተያ እትኸዳ ዘለኻ ምድሪ ኽሳዕ ዜጽንተካ፡ ሕማም ኬልግበልካ እዩ።+ ኤርምያስ 24:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ካብታ ንዓታቶምን ንኣቦታቶምን ዝሃብክዎም ምድሪ ኽሳዕ ዚጠፍኡ፡ ሰይፍን+ ጥሜትን ለበዳን*+ ክሰድደሎም እየ።”’” ኣሞጽ 4:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ‘ከምቲ ናይ ግብጺ ዝዀነ ለበዳ ሰዲደልኩም።+ ንኣጕባዝኩም ብሰይፊ ቐቲለዮም፡+ ንኣፍራስኩም እውን ማሪኸዮም።+ ነቲ ሕማቕ ጨና ሰፈርኩም ናብ ኣፍንጫኹም ኣደይበዮ፣+ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን’ ይብል የሆዋ።
10 ‘ከምቲ ናይ ግብጺ ዝዀነ ለበዳ ሰዲደልኩም።+ ንኣጕባዝኩም ብሰይፊ ቐቲለዮም፡+ ንኣፍራስኩም እውን ማሪኸዮም።+ ነቲ ሕማቕ ጨና ሰፈርኩም ናብ ኣፍንጫኹም ኣደይበዮ፣+ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን’ ይብል የሆዋ።