-
ኢሳይያስ 9:20መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 ገሊኡ ኸኣ ብየማን ኪቘርጽ፡
ግናኸ ኺጠሚ እዩ፣
ገሊኡ ድማ ብጸጋም ኪበልዕ፡
ግናኸ ኣይኪጸግብን እዩ።
ነፍሲ ወከፍ ካብ ቅልጽሙ ስጋ ኺበልዕ እዩ፣
-
ሚክያስ 6:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 ክትበልዕ፡ ግናኸ ኣይክትጸግብን ኢኻ፣
ውሽጥኻ ባዶ ኪኸውን እዩ።+
ነቲ እትኣልዮ፡ ኣይክትዓቝሮን ኢኻ፣
ነቲ እትዓቝሮ ኸኣ፡ ንሰይፊ ኽህቦ እየ።
-
-
-