ዘሌዋውያን 25:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ነታ መበል 50 ዓመት ቀድስዋ፣ ኣብታ ምድሪ ድማ፡ ኣብኣ ንዚነብሩ ዅሎም ሓርነት ኣውጁ።+ ዓመት እልልታ ትኹነልኩም፣ ነፍሲ ወከፍኩም ነናብ ርስቱ፡ ነፍሲ ወከፍኩም ከኣ ነናብ ዓሌቱ ይመለስ።+ ዘሌዋውያን 25:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 “‘ካብኡ ኺመልሶ እንተ ዘይክኢሉ ግና፡ እቲ ዝሸጦ ምስቲ ዓዳጊ ኽሳዕ ዓመት እልልታ ይጽናሕ።+ ኣብ ዓመት እልልታ ድማ ይመለሰሉ፣ ንሱ ኸኣ ናብ ርስቱ ይመለስ።+
10 ነታ መበል 50 ዓመት ቀድስዋ፣ ኣብታ ምድሪ ድማ፡ ኣብኣ ንዚነብሩ ዅሎም ሓርነት ኣውጁ።+ ዓመት እልልታ ትኹነልኩም፣ ነፍሲ ወከፍኩም ነናብ ርስቱ፡ ነፍሲ ወከፍኩም ከኣ ነናብ ዓሌቱ ይመለስ።+
28 “‘ካብኡ ኺመልሶ እንተ ዘይክኢሉ ግና፡ እቲ ዝሸጦ ምስቲ ዓዳጊ ኽሳዕ ዓመት እልልታ ይጽናሕ።+ ኣብ ዓመት እልልታ ድማ ይመለሰሉ፣ ንሱ ኸኣ ናብ ርስቱ ይመለስ።+