ዘሌዋውያን 2:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “‘ካብ መባዅዕቲ ወይ ካብ መዓር ገለ እኳ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኸተሕርሩ ስለ ዘይግባእ፡ እቲ ንየሆዋ እተቕርብዎ መስዋእቲ እኽሊ ብኹዕ ኣይኹን።+
11 “‘ካብ መባዅዕቲ ወይ ካብ መዓር ገለ እኳ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኸተሕርሩ ስለ ዘይግባእ፡ እቲ ንየሆዋ እተቕርብዎ መስዋእቲ እኽሊ ብኹዕ ኣይኹን።+