ዘሁልቍ 25:7, 8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ፊንሃስ+ ወዲ ኣልኣዛር፡ ወዲ ኻህን ኣሮን፡ ምስ ረኣዮ፡ ብኡብኡ ኻብ ማእከል እቲ ኣኼባ ተንስአ፡ ኲናት* እውን ኣብ ኢዱ ወሰደ። 8 ደድሕሪ እቲ እስራኤላዊ ሰብኣይ ናብቲ ድንኳን ኣትዩ ኸኣ፡ ንኽልቲኦም፡ ነቲ እስራኤላዊ ሰብኣይን ነታ ሰበይትን፡—ንዓኣ ኣብ ረቃቒቶኣ፡—ወግኦም። ሽዑ፡ እቲ ኣብ እስራኤላውያን ዚወርድ ዝነበረ መቕዘፍቲ ደው በለ።+
7 ፊንሃስ+ ወዲ ኣልኣዛር፡ ወዲ ኻህን ኣሮን፡ ምስ ረኣዮ፡ ብኡብኡ ኻብ ማእከል እቲ ኣኼባ ተንስአ፡ ኲናት* እውን ኣብ ኢዱ ወሰደ። 8 ደድሕሪ እቲ እስራኤላዊ ሰብኣይ ናብቲ ድንኳን ኣትዩ ኸኣ፡ ንኽልቲኦም፡ ነቲ እስራኤላዊ ሰብኣይን ነታ ሰበይትን፡—ንዓኣ ኣብ ረቃቒቶኣ፡—ወግኦም። ሽዑ፡ እቲ ኣብ እስራኤላውያን ዚወርድ ዝነበረ መቕዘፍቲ ደው በለ።+