ዘጸኣት 25:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 “ካብ ዕንጨይቲ ሰራው እውን ሰደቓ ግበር፣+ ንውሓቱ ኽልተ እመት፡ ግፍሑ ድማ ሓደ እመት፡ ቍመቱ ኸኣ እመትን ፈረቓን ይኹን።+