ዘጸኣት 25:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 “ካብ ጽሩይ ወርቂ ድማ ቀዋሚ ቐንዴል+ ግበር። እቲ ቐዋሚ ቐንዴል ብሞደሻ ተቐጥቂጡ ይገበር። መቘሚኡን ጕንዱን ጨናፍሩን ጽዋኣቱን ከበብቱን ዕምባባታቱን ከኣ ብሓደ እተገብረ ይኹን።+
31 “ካብ ጽሩይ ወርቂ ድማ ቀዋሚ ቐንዴል+ ግበር። እቲ ቐዋሚ ቐንዴል ብሞደሻ ተቐጥቂጡ ይገበር። መቘሚኡን ጕንዱን ጨናፍሩን ጽዋኣቱን ከበብቱን ዕምባባታቱን ከኣ ብሓደ እተገብረ ይኹን።+