ዘጸኣት 27:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 “ካብ ዕንጨይቲ ሰራው ድማ መሰውኢ ግበር፣+ ሓሙሽተ እመት* ዝንውሓቱን ሓሙሽተ እመት ዝግፍሑን ይኹን። እቲ መሰውኢ ትርብዒት፡ ቍመቱ ድማ ሰለስተ እመት ይኹን።+ 2 ኣብ ኣርባዕተ መኣዝኑ ኣቕርንቲ ግበረሉ፣+ እቲ ኣቕርንቲ ምስቲ ኣርባዕተ መኣዝን ብሓደ እተገብረ ይኹን፣ ነቲ መሰውኢ ኸኣ ብነሓሲ ለብጦ።+ ዘጸኣት 30:1-3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 “ዕጣን ዚዕጠነሉ መሰውኢ ግበር፣+ ካብ ዕንጨይቲ ሰራው ግበሮ።+ 2 ሓደ እመት* ዝንውሓቱን ሓደ እመት ዝግፍሑን ትርብዒት ይኹን፣ ቍመቱ ድማ ክልተ እመት ይኹን። ኣቕርንቱ ኸኣ ምስኡ ብሓደ እተገብረ ይኹን።+ 3 ላዕሉን ብዙርያኡ ዘሎ ጐድንታቱን ኣቕርንቱን ብጽሩይ ወርቂ ለብጦ፣ ብዙርያኡ ኸኣ ካብ ወርቂ መኽፈፍ* ግበረሉ።
27 “ካብ ዕንጨይቲ ሰራው ድማ መሰውኢ ግበር፣+ ሓሙሽተ እመት* ዝንውሓቱን ሓሙሽተ እመት ዝግፍሑን ይኹን። እቲ መሰውኢ ትርብዒት፡ ቍመቱ ድማ ሰለስተ እመት ይኹን።+ 2 ኣብ ኣርባዕተ መኣዝኑ ኣቕርንቲ ግበረሉ፣+ እቲ ኣቕርንቲ ምስቲ ኣርባዕተ መኣዝን ብሓደ እተገብረ ይኹን፣ ነቲ መሰውኢ ኸኣ ብነሓሲ ለብጦ።+
30 “ዕጣን ዚዕጠነሉ መሰውኢ ግበር፣+ ካብ ዕንጨይቲ ሰራው ግበሮ።+ 2 ሓደ እመት* ዝንውሓቱን ሓደ እመት ዝግፍሑን ትርብዒት ይኹን፣ ቍመቱ ድማ ክልተ እመት ይኹን። ኣቕርንቱ ኸኣ ምስኡ ብሓደ እተገብረ ይኹን።+ 3 ላዕሉን ብዙርያኡ ዘሎ ጐድንታቱን ኣቕርንቱን ብጽሩይ ወርቂ ለብጦ፣ ብዙርያኡ ኸኣ ካብ ወርቂ መኽፈፍ* ግበረሉ።