-
ዘጸኣት 29:23, 24መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
23 ካብቲ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዘሎ መሶብ ቅጫ፡ ሓደ ኸቢብ እንጌራን ሓደ ዓንኬላዊ ቕጫ ዘይትን ሓደ ረቂቕ ቅጫን ውሰድ። 24 ንዅሉ ድማ ኣብ ኣእዳው ኣሮንን ኣብ ኣእዳው ደቁን ኣንብሮ፣ መስዋእቲ ውዝወዛ ኪኸውን ከኣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ወዝውዞ።
-