ዘጸኣት 3:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ካብ ኢድ ግብጻውያን ከናግፎም፡+ ካብታ ምድሪ እቲኣ ኸኣ ናብ ሓንቲ ጽብቕትን ርሕብትን ምድሪ፡ ጸባን መዓርን ናብ እተውሕዝ+ ናብ ምድሪ ከነኣናውያንን ሔታውያንን ኣሞራውያንን ፈረዛውያንን ሒዋውያንን ይቡሳውያንን ከደይቦም ክወርድ እየ።+ ዘጸኣት 6:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ህዝበይ ክትኰኑ ድማ ክወስደኩም እየ፣ ኣነ ኸኣ ኣምላኽኩም ክኸውን እየ።+ ኣነ ኻብ ትሕቲ ብርቱዕ ሽቕለት* ግብጺ ዘውጽኣኩም የሆዋ ኣምላኽኩም ምዃነይ ድማ ብርግጽ ክትፈልጡ ኢኹም።
8 ካብ ኢድ ግብጻውያን ከናግፎም፡+ ካብታ ምድሪ እቲኣ ኸኣ ናብ ሓንቲ ጽብቕትን ርሕብትን ምድሪ፡ ጸባን መዓርን ናብ እተውሕዝ+ ናብ ምድሪ ከነኣናውያንን ሔታውያንን ኣሞራውያንን ፈረዛውያንን ሒዋውያንን ይቡሳውያንን ከደይቦም ክወርድ እየ።+
7 ህዝበይ ክትኰኑ ድማ ክወስደኩም እየ፣ ኣነ ኸኣ ኣምላኽኩም ክኸውን እየ።+ ኣነ ኻብ ትሕቲ ብርቱዕ ሽቕለት* ግብጺ ዘውጽኣኩም የሆዋ ኣምላኽኩም ምዃነይ ድማ ብርግጽ ክትፈልጡ ኢኹም።