ዘጸኣት 3:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ካብ ኢድ ግብጻውያን ከናግፎም፡+ ካብታ ምድሪ እቲኣ ኸኣ ናብ ሓንቲ ጽብቕትን ርሕብትን ምድሪ፡ ጸባን መዓርን ናብ እተውሕዝ+ ናብ ምድሪ ከነኣናውያንን ሔታውያንን ኣሞራውያንን ፈረዛውያንን ሒዋውያንን ይቡሳውያንን ከደይቦም ክወርድ እየ።+
8 ካብ ኢድ ግብጻውያን ከናግፎም፡+ ካብታ ምድሪ እቲኣ ኸኣ ናብ ሓንቲ ጽብቕትን ርሕብትን ምድሪ፡ ጸባን መዓርን ናብ እተውሕዝ+ ናብ ምድሪ ከነኣናውያንን ሔታውያንን ኣሞራውያንን ፈረዛውያንን ሒዋውያንን ይቡሳውያንን ከደይቦም ክወርድ እየ።+