2 ዜና መዋእል 15:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ንኣሳ ኺረኽቦ ወጺኡ ድማ ከምዚ በሎ፦ “ኦ ኣሳን ኵላትኩም ይሁዳን ብንያምን፡ ስምዑኒ! ንስኻትኩም ምስ የሆዋ ኽሳዕ ዝዀንኩም፡ ንሱ ምሳኻትኩም እዩ፣+ እንተ ደሊኹምዎ፡ ኪርከበልኩም እዩ፣+ እንተ ሓዲግኩምዎ ግና፡ ኪሓድገኩም እዩ።+
2 ንኣሳ ኺረኽቦ ወጺኡ ድማ ከምዚ በሎ፦ “ኦ ኣሳን ኵላትኩም ይሁዳን ብንያምን፡ ስምዑኒ! ንስኻትኩም ምስ የሆዋ ኽሳዕ ዝዀንኩም፡ ንሱ ምሳኻትኩም እዩ፣+ እንተ ደሊኹምዎ፡ ኪርከበልኩም እዩ፣+ እንተ ሓዲግኩምዎ ግና፡ ኪሓድገኩም እዩ።+