ዘሌዋውያን 1:2, 3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ንእስራኤላውያን* ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፦ ‘ካባኻትኩም ሓደ ሰብ ንየሆዋ ኻብ እንስሳታት ዘቤት መስዋእቲ ምስ ዜቕርብ፡ መስዋእትኹም ካብ ከብቲ ወይ ካብ ጤለ በጊዕ ኣቕርቡ።+ 3 “‘እቲ ንዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን መስዋእቱ ኻብ ከብቲ እንተ ዀይኑ፡ ጥዑይ ተባዕታይ የቕርብ።+ ብፍታዉ ኣብ ቅድሚ የሆዋ፡+ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ የቕርቦ።
2 “ንእስራኤላውያን* ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፦ ‘ካባኻትኩም ሓደ ሰብ ንየሆዋ ኻብ እንስሳታት ዘቤት መስዋእቲ ምስ ዜቕርብ፡ መስዋእትኹም ካብ ከብቲ ወይ ካብ ጤለ በጊዕ ኣቕርቡ።+ 3 “‘እቲ ንዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን መስዋእቱ ኻብ ከብቲ እንተ ዀይኑ፡ ጥዑይ ተባዕታይ የቕርብ።+ ብፍታዉ ኣብ ቅድሚ የሆዋ፡+ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ የቕርቦ።