1 ቈረንቶስ 14:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ኣምላኽሲ ናይ ሰላም እምበር፡ ናይ ህውከት ኣምላኽ ኣይኰነን።+ ከምቲ ኣብ ኵለን ጉባኤታት ቅዱሳት ዚግበር ዘሎ፡ 1 ቈረንቶስ 14:40 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 40 ግናኸ፡ ኵሉ ብኣገባብን ብስርዓትን ይኹን።+