ዘሁልቍ 3:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ንኣሮንን ንደቁን ድማ ሽሞም፣ ንሳቶም ከኣ ክህነቶም ይፈጽሙ።+ ዘይተፈቕደሉ ሰብ* እንተ ቐሪቡ፡ ይቀተል።”+ ዘሁልቍ 3:38 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 38 እቶም ኣብ መንጽር እቲ ማሕደር ብምብራቕ፡ ኣብ ቅድሚ ድንኳን ምርኻብ ብሸነኽ ምብራቕ ጸሓይ ዚሰፍሩ ኸኣ፡ ሙሴን ኣሮንን ደቁን እዮም። ንሳቶም ነቲ መቕደስ ኣብ ክንዲ እስራኤላውያን ከም ግዴታኦም ገይሮም ኪከናኸኑ ሓላፍነት ነበሮም። ዘይተፈቕደሉ ሰብ* እንተ ቐሪቡ፡ ኪቕተል ነበሮ።+ ዘሁልቍ 16:45 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 45 “ኣነ ብቕጽበት ከጽንቶም እየ እሞ፡+ ካብ መንጎ እዚ ኣኼባ እዚ ተፈለዩ።” ንሳቶም ድማ ብገጾም ኣብ ምድሪ ተደፍኡ።+
38 እቶም ኣብ መንጽር እቲ ማሕደር ብምብራቕ፡ ኣብ ቅድሚ ድንኳን ምርኻብ ብሸነኽ ምብራቕ ጸሓይ ዚሰፍሩ ኸኣ፡ ሙሴን ኣሮንን ደቁን እዮም። ንሳቶም ነቲ መቕደስ ኣብ ክንዲ እስራኤላውያን ከም ግዴታኦም ገይሮም ኪከናኸኑ ሓላፍነት ነበሮም። ዘይተፈቕደሉ ሰብ* እንተ ቐሪቡ፡ ኪቕተል ነበሮ።+