ዘሁልቍ 16:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ድሕርዚ፡ ቆራሕ+ ወዲ ይጽሃር፡+ ወዲ ቀሃት፡+ ወዲ ሌዊ፡+ ምስ ዳታንን ኣቢራምን ደቂ ኤልያብን+ ምስ ኦን ወዲ ጰለትን፡ ደቂ ሮቤል፡+ ተንስኡ። 2 ንሳቶም ምስ 250 እስራኤላውያን ሰብኡት ኣንጻር ሙሴ ተንስኡ፣ እዚኣቶም ድማ ሹማምንቲ እቲ ኣኼባ፡ ካብቲ ጉባኤ እተሓርዩ ስሙያት ሰባት ነበሩ።
16 ድሕርዚ፡ ቆራሕ+ ወዲ ይጽሃር፡+ ወዲ ቀሃት፡+ ወዲ ሌዊ፡+ ምስ ዳታንን ኣቢራምን ደቂ ኤልያብን+ ምስ ኦን ወዲ ጰለትን፡ ደቂ ሮቤል፡+ ተንስኡ። 2 ንሳቶም ምስ 250 እስራኤላውያን ሰብኡት ኣንጻር ሙሴ ተንስኡ፣ እዚኣቶም ድማ ሹማምንቲ እቲ ኣኼባ፡ ካብቲ ጉባኤ እተሓርዩ ስሙያት ሰባት ነበሩ።