-
ዘዳግም 18:21, 22መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
21 ብልብኻ ግና፡ “ነቲ ቓል፡ የሆዋ ኸም ዘይተዛረቦ ኸመይ ጌርና ንፈልጥ፧” ትብል ትኸውን። 22 እቲ ነብዪ ብስም የሆዋ ምስ ተዛረበ፡ እቲ ቓል እንተ ዘይኰይኑ ወይ እንተ ዘይተፈጺሙ፡ የሆዋ ነቲ ቓል እቲ ኣይተዛረቦን። እቲ ነብዪ እዩ ብድፍረት ተዛሪብዎ፡ ኣይትፍርሃዮ።’
-