-
ዘሁልቍ 16:17መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
17 ነፍሲ ወከፍ ነናቱ መትሓዝ ሓዊ ይውሰድ፡ ዕጣን ድማ ይግበረሉ፣ ነፍሲ ወከፍ ነናቱ መትሓዝ ሓዊ፡ ማለት 250 መትሓዝ ሓዊ፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ የቕርብ፣ ንስኻን ኣሮንን ከኣ ነፍሲ ወከፍ ነናቱ መትሓዝ ሓዊ የቕርብ።”
-
-
መዝሙር 106:18መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
18 ሓዊ ኣብ መንጎ ጕጅለኦም ነደደ፣
ሃልሃልታ ኸኣ ነቶም እኩያት በልዖም።+
-