ዘሁልቍ 16:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 እዚ ግበሩ፦ ቆራሕን ኵሎም ደገፍትኻን+ መትሓዚታት ሓዊ ውሰዱ፡+ 7 ጽባሕ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ድማ ሓዊ ግበሩሉ፡ ዕጣን እውን ግበሩሉ፣ እቲ የሆዋ ዚሓርዮ+ ሰብኣይ፡ ንሱ ቕዱስ እዩ። ኣቱም ደቂ ሌዊ፡+ እምብዛ ኣብዚሕኩምዎ!”
6 እዚ ግበሩ፦ ቆራሕን ኵሎም ደገፍትኻን+ መትሓዚታት ሓዊ ውሰዱ፡+ 7 ጽባሕ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ድማ ሓዊ ግበሩሉ፡ ዕጣን እውን ግበሩሉ፣ እቲ የሆዋ ዚሓርዮ+ ሰብኣይ፡ ንሱ ቕዱስ እዩ። ኣቱም ደቂ ሌዊ፡+ እምብዛ ኣብዚሕኩምዎ!”