ዘሁልቍ 1:51 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 51 እቲ ማሕደር ኪነቅል ከሎ፡ ሌዋውያን የውርድዎ፣+ እቲ ማሕደር ኪሰፍር ከሎ ኸኣ፡ ሌዋውያን ይትከልዎ። ዘይተፈቕደሉ ሰብ* እንተ ቐሪቡ፡ ይቀተል።+ ዘሁልቍ 18:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ምሳኻ ዀይኖም፡ ብዛዕባ እቲ ድንኳን ምርኻብን ኵሉ ኣገልግሎት እቲ ድንኳንን ዘለዎም ሓላፍነት ይፈጽሙ፣ ዘይተፈቕደሉ ሰብ* ከኣ ናባኻትኩም ኣይቕረብ።+ ዘሁልቍ 18:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ንስኻን ደቅኻን ነቲ ምስቲ መሰውእን ምስቲ ኣብ ውሽጢ መጋረጃ+ ዘሎን ዚተሓሓዝ ዕዮ ኽህነት ተሓተትቲ ኢኹም፣ ንስኻትኩም ኣገልግሉ።+ ንዓኻትኩም ኣገልግሎት ክህነት ከም ውህበት ሂበኩም ኣለኹ፣ ዘይተፈቕደሉ ሰብ* እንተ ቐሪቡ ግና፡ ይቀተል።”+
7 ንስኻን ደቅኻን ነቲ ምስቲ መሰውእን ምስቲ ኣብ ውሽጢ መጋረጃ+ ዘሎን ዚተሓሓዝ ዕዮ ኽህነት ተሓተትቲ ኢኹም፣ ንስኻትኩም ኣገልግሉ።+ ንዓኻትኩም ኣገልግሎት ክህነት ከም ውህበት ሂበኩም ኣለኹ፣ ዘይተፈቕደሉ ሰብ* እንተ ቐሪቡ ግና፡ ይቀተል።”+