-
ዘዳግም 3:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
3 “ተመሊስና ድማ ብመገዲ ባሳን ደየብና። ዖግ ንጉስ ባሳን ድማ ምስ ኵሉ ህዝቡ ኣብ ኤድረይ ብውግእ ኪቀባበለና ወጸ።+
-
-
ዘዳግም 3:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 ኵለን ከተማታት ከበሳን ኵላ ጊልዓድን ኵላ ባሳንን ክሳብ ሳልካን ኤድረይን፡+ እተን ኣብ ባሳን ዘለዋ ኸተማታት መንግስቲ ዖግ ወሰድና።
-