ዘጸኣት 19:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ካብ ረፊዲም+ ተላዒሎም ናብ በረኻ ሲና መጹ፣ ኣብቲ በረኻ ድማ ሰፈሩ። እስራኤል ከኣ ኣብኡ ኣብ መንጽር እቲ ኸረን ሰፈረ።+