ዘሁልቍ 1:52 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 52 “ነፍሲ ወከፍ እስራኤላዊ ኣብቲ እተመደበሉ ሰፈር፡ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ነናቱ ጕጅለ ሰለስተ ነገድ*+ በብሰራዊቱ ድንኳኑ ይትከል። ዘሁልቍ 2:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “እስራኤላውያን ኣብቲ ነናቶም ጕጅለ ሰለስተ ነገድ እተመደቦ ይስፈሩ፣+ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ጥቓ ሰንደቕ ዕላማ* ማይ ቤቱ ይስፈር። ኣብ መንጽር ድንኳን ምርኻብ፡ ብዙርያኡ ይስፈሩ።
2 “እስራኤላውያን ኣብቲ ነናቶም ጕጅለ ሰለስተ ነገድ እተመደቦ ይስፈሩ፣+ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ጥቓ ሰንደቕ ዕላማ* ማይ ቤቱ ይስፈር። ኣብ መንጽር ድንኳን ምርኻብ፡ ብዙርያኡ ይስፈሩ።