ዘጸኣት 34:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 የሆዋ ድማ ንሙሴ፡ “ምሳኻን ምስ እስራኤልን ኪዳን ዝኣቱ በዚ ቓላት እዚ እዩ እሞ፡+ ነዚ ቓላት እዚ ጽሓፎ”+ በሎ።